Closed
ቤት ፅሕፈት ትልምን ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ካብ ገበርቲ ሰናይ ዝተመደበሉ በጀት ናይ ወረዳና ዘፈር ቁጠባ ዘገልግል ናይ 45 መዓልቲ ጫጩት :ቀለብ እንስሳት : ናይ ሕርሻ እታወታት : ሶላር ፓምፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 12, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታቆላ ተምቤን
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ45 መዓልቲ ጫጩት 20000 ብር :ቀለብ እንስሳት 120000 ብር : ናይ ሕርሻ እታወታት 20000 ብር : ሶላር ፓምፕን 120000 ብር
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ