ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴከተር ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል አብ በጀት 2018 ዓም መደበኛ ዓመት ናይ መኪና መለዋወጢ: ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን : ናይ ማይ ትቦታታትን መለዋወጢ ኣቅሑት ዕድጊት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 21, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 21, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሮብ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንመለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 25000 ቅረሺ: ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን 6000 ቅረሺ : ናይ ማይ ትቦታታትን መለዋወጢ ኣቅሑት 40000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብሴኤሌፍ በጀት ዝግዝኡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ሕርሻ መሳርሒ ናዉቲ : ፖሊተን ቲዩብ ማለት እዉን ፕላስቲክ ቲዩብ :ናይ ንህቢ ዘመናዊ ቀፎ : ዝተፈላለዩ ፈልሲ ማለት እዉን ቀዋሚ ተክሊ ብተወሳኪ ድማ ብናይ መደበኛ በገት ዝስርሕ ናይ መኪና ሰርቪስን ፅገናን ዝግበረሉ ጋራጅ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ክሰርሕን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 20, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 20, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንኤሌክትሮኒክስ 3000 ብር ንሕርሻ መሳርሒ ናዉቲ 15000 ብር : ንፖሊቴን ትዩብ ማለት እዉን ፕላስቲክ ትዩብ 3000 ብር : ናይ ንህቢ ዘመናዊ ቆፎ 20000 ብር : ፈልሳ ማለት እዉን ቀዋሚ ተክሊ ብር 100000 ብር : ናይ መኪና ፅገናን ስርቪስን ዝግበረሉ ጋራጅ 5000 ብር
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ናይ መደበኛ ዝተረከበ በጀት ኣብ 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት :ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት : ኣቅሑት ሕትመት : ቅብኣት : ፈርኒቸር : ህንፃ መሳርሒ :ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን : ዝፅገን መዕፆ መስኮትን: ኤሌክትሪክ ኣቅሑት :ጎማ መከናን : ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 19, 2018 4:15 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ ፅሕፈት መሳርሒ 20000 ብር : ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት : ጎማ መኪና : ቅብኣት : ናይ እንስሳ መድሐኒትን ናዉቲን ንሕድሕድ 5000 ብር : ኤሌክትሮኒክስ 30000 ብር : ንፈርኒቸር ዘይቲ ሞተርን መኪና : ህንፃ መሳርሒን : ሕትመትን : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ዝፀገን ማዕፆን መስኮትን ናይ መኪና ፔር ፓርትን ንሕድሕድ 2000 ብር
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s