ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ንግስተ ሳባ ዓደዋ ኣብ 2018 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንምምህር ምስትምሃር ን ሓፂር ስልጠና ዝዉዕል ዝተፈላለየ ናይ ህንፃ መሳርሒን ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕግድ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓድዋ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።