ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኮንስትራክሽን ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 9, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 9, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 6, 2018
posted: ቅድሚ 9 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ምልክታ ፕሮፎርማ
ም ል ክ ታ ፕ ሮ ፎ ርማ
ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኮንስትራክሽን ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ኣቐሓ ክትቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 08/5/2018ዓ/ም ስዓት 10:00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ተወዳደርቲ
➢ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ 2018 ዓ/ም
➢ (TIN) Tax identification Number ዘለኩምን
➢ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ስርትፍኬት ዘለኩም ።
| ተ.ቁ | ዓይነት ኣቕሓ | ዝርዝር መግለፂ | መዕቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ባህርዛፍ በዓል 12 | ካብ 5 ሜ ዘይነኣሰ | ቁፀሪ | 82 | ||
| 2 | ባህርዛፍ በዓል 8 | ካብ 5 ሜ ዘይነኣሰ | ቁፀሪ | 82 | ||
| 3 | መስማር በዓል ቆቢዕ | ኪሎ | 20 | |||
| 4 | መስማር በዓል 10 | ኪሎ | 05 | |||
| 5 | መስማር በዓል 9 | ኪሎ | 05 | |||
| 6 | መስማር በዓል 12 | ኪሎ | 05 |
መተሓሳሰቢ
• ተወዳዳራይ ተዓዋታይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ውሸጢ /7/ሸወዓተ መዓልቲ እቲ ንብረት ከቕረብ ኣለዎ።
• ኣብ ስቶሩ ንብረት ዘይብሉ ተጫረቲ ክመልእ የብሉን ካልኣይ ንዝሰዓሮ ኣቕሓ ፅሬቱ ምስተረጋገፀ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ዝምልክቶ ቦታ ኣታዊ ዝገብር ኮይኑ ብእዋኑ እንተዘይኣቕሪቡ ኣብ ስራሕቲና ንዝፍጠር ምትእጉጓል ብመምርሒ ዕደጋ መሰረት ተሓታቲ ይኸውን፡
• ተወዳዳራይ ዘቕርቦ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ የግልግል።
• ቤት ዕዮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕ/ጨረታ ብኸፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣