ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት (ኣዘርስ) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 15, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 15, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥሪ 13, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት (ኣዘርስ) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::
ግልፂ ጨረታClosed ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ሕንፃ መሳርሒ ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 18, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ሕንፃ መሳርሒ ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::
ግልፂ ጨረታClosed ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ሰበኻ ዓዲ ግራት ዝተፈላለዩ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ብዝተረኸበ ሓገዝ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፣ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሑ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑ ብፕሮ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 15, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 16, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ሰበኻ ዓዲ ግራት ዝተፈላለዩ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ብዝተረኸበ ሓገዝ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፣ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሑ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑ ብፕሮ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጥሪ 7, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴከተር ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል አብ በጀት 2018 ዓም መደበኛ ዓመት ናይ መኪና መለዋወጢ: ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን : ናይ ማይ ትቦታታትን መለዋወጢ ኣቅሑት ዕድጊት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 21, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 21, 2018 8:30 ቅ/ሰዓትቦታሮብናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንመለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 25000 ቅረሺ: ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን 6000 ቅረሺ : ናይ ማይ ትቦታታትን መለዋወጢ ኣቅሑት 40000 ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጥሪ 7, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴከተር ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል አብ በጀት 2018 ዓም መደበኛ ዓመት ናይ መኪና መለዋወጢ: ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን : ናይ ማይ ትቦታታትን መለዋወጢ ኣቅሑት ዕድጊት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት እቲ ወረዳ አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑትን : መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 21, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታክልተ ኣዉላዕሎናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ ህንፃ መሳርሒ 10000 ብር : ናይ መድሓኒት 10000 ብር ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጥሪ 7, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት እቲ ወረዳ አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑትን : መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኮንስትራክሽን ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 9, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 9, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥሪ 6, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኮንስትራክሽን ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብሴኤሌፍ በጀት ዝግዝኡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ሕርሻ መሳርሒ ናዉቲ : ፖሊተን ቲዩብ ማለት እዉን ፕላስቲክ ቲዩብ :ናይ ንህቢ ዘመናዊ ቀፎ : ዝተፈላለዩ ፈልሲ ማለት እዉን ቀዋሚ ተክሊ ብተወሳኪ ድማ ብናይ መደበኛ በገት ዝስርሕ ናይ መኪና ሰርቪስን ፅገናን ዝግበረሉ ጋራጅ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ክሰርሕን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 20, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 20, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታእምባ ኣላጀናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንኤሌክትሮኒክስ 3000 ብር ንሕርሻ መሳርሒ ናዉቲ 15000 ብር : ንፖሊቴን ትዩብ ማለት እዉን ፕላስቲክ ትዩብ 3000 ብር : ናይ ንህቢ ዘመናዊ ቆፎ 20000 ብር : ፈልሳ ማለት እዉን ቀዋሚ ተክሊ ብር 100000 ብር : ናይ መኪና ፅገናን ስርቪስን ዝግበረሉ ጋራጅ 5000 ብርናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥሪ 6, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብሴኤሌፍ በጀት ዝግዝኡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ሕርሻ መሳርሒ ናዉቲ : ፖሊተን ቲዩብ ማለት እዉን ፕላስቲክ ቲዩብ :ናይ ንህቢ ዘመናዊ ቀፎ : ዝተፈላለዩ ፈልሲ ማለት እዉን ቀዋሚ ተክሊ ብተወሳኪ ድማ ብናይ መደበኛ በገት ዝስርሕ ናይ መኪና ሰርቪስን ፅገናን ዝግበረሉ ጋራጅ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ክሰርሕን ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት መዘጋጃ ከተማ መኮኒ ንግልጋሎት ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣቅሑትን ኤሌክትሮኒክስን : ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 20, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 20, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመኮኒናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ1,500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥሪ 6, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት መዘጋጃ ከተማ መኮኒ ንግልጋሎት ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣቅሑትን ኤሌክትሮኒክስን : ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ቤ/ዕ ል/እቶትን ምምሕዳር ፋይናንሰ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ኣብ ባጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል ፤ ናይ ህንፃ መሳርሒ ን ናይ ዘርኢን ሴፍቲ ን ብፕሮፎርማ ኣውዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታክልተ ኣዉላዕሎናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎት ይፈላላልዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥሪ 5, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤ/ዕ ል/እቶትን ምምሕዳር ፋይናንሰ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ኣብ ባጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል ፤ ናይ ህንፃ መሳርሒ ን ናይ ዘርኢን ሴፍቲ ን ብፕሮፎርማ ኣውዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ።