ተዓፅዩ
ትካልና ማሕበር አክስዮን ፋርማሲቲካል ኢንዳስትሪስ ኦሊቭ ካብ ሓምለ 1/2015 ዓ.ም ክሳብ ሰነ 30/2016 ዓ.ም ናይ ሓደ በጀት ዓመት ኦዲት ንምግባር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 16, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 16, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።