ተዓፅዩ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሰነዳት ሒሳብ 2015 ዓም ብናይ ደገ ኦዲተር ( External Auditor) ዝምልከቶም ሰብ ሞያታት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 13, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 14, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ መኾኒ ካብ 2011 ዓ/ም ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 2014 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦድተር ኦዲት ከግብር ስለ ዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦድተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቐደልኩም ውልቀ ኦድተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ኦዲት ክግበር ስለ ዝደለለየ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለኩም ንክሳተፍ ይዕድም፣፣

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 16, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 16, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመኮኒ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ግልጋሎት ከተማ ዓ/ዓዲ ካብ ዕለት 07/01/2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 26/01/2013ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ሒሳብ ምንቕስቃስ ብደገ ኦዲተራት ኦዲት ክግብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ አመራርሓ ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቀደሎም ዉልቀ ኦዲተራት ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኦዲት ክገብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 26, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 26, 2013 8:15 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ