ፕሮፎርማ ጨረታClosed ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቋርን ልቓሕን ሚዛን ብኣዋጅ 985/2009 ብብርኪ ክልል ንምስራሕ ፍቓድ ዝተወሃበ ሕ/ስ/ማሕበር ኾይኑ ናይ 2016/2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ጥራሕ ብናይ ደገ ኦዲት ንምግባር ናይ ሒሳብ ስራሕቲ ወጊንና ኦዲት ክግብር (ሒሳብ ንክምርመር) ስለዝደለናዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 4, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 4, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቋርን ልቓሕን ሚዛን ብኣዋጅ 985/2009 ብብርኪ ክልል ንምስራሕ ፍቓድ ዝተወሃበ ሕ/ስ/ማሕበር ኾይኑ ናይ 2016/2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ጥራሕ ብናይ ደገ ኦዲት ንምግባር ናይ ሒሳብ ስራሕቲ ወጊንና ኦዲት ክግብር (ሒሳብ ንክምርመር) ስለዝደለና
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ራእይ ዕቋርን ልቓሕን ሕብረት ስራሕ ማሕበርሓላፍነቱ ዝተወሰነ ናይ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ናይ 6ተ ወርሒ ጥራሕ ብናይ ደገ ኦዲት ፋይናንስ ስራሕቲ ኦዲት ከግብር (ክምርምር) ስለዝደለናዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 1, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሰነ 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ራእይ ዕቋርን ልቓሕን ሕብረት ስራሕ ማሕበርሓላፍነቱ ዝተወሰነ ናይ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ናይ 6ተ ወርሒ ጥራሕ ብናይ ደገ ኦዲት ፋይናንስ ስራሕቲ ኦዲት ከግብር (ክምርምር) ስለዝደለና
ግልፂ ጨረታClosed ኣብ ወረዳ ሳምረ ከተማ ሳምረ እትርከብ ኣሃዱ ዕቋርን ልቓሕን ሕብረት ስራሕ ማሕበር ካብ 26/12/2012ዓ/ም ክሳብ 30/10/2017ዓ/ም ዘሎ ናይ _ ሒሳብ ምንቅስቓስ ሰነድ ብናይ ደገ ኦዲተር ኣጫሪታ ኦዲት ክትገብር ትደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 16, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 16, 2017 8:00 ቅ/ሰዓትቦታሳሓርቲ ሳምረ ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሰነ 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ወረዳ ሳምረ ከተማ ሳምረ እትርከብ ኣሃዱ ዕቋርን ልቓሕን ሕብረት ስራሕ ማሕበር ካብ 26/12/2012ዓ/ም ክሳብ 30/10/2017ዓ/ም ዘሎ ናይ _ ሒሳብ ምንቅስቓስ ሰነድ ብናይ ደገ ኦዲተር ኣጫሪታ ኦዲት ክትገብር ትደሊ፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታClosed መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስ/ሕ/ስ/ ማሕበር ናይቲ ማሕበር ሓፍቲ ናይ ኦዲት ስራሕ ዝሰርሕ ኦዲተር ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 11, 2017 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 12, 2017 10:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰንበት ጉንበት 3, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስ/ሕ/ስ/ ማሕበር ናይቲ ማሕበር ሓፍቲ ናይ ኦዲት ስራሕ ዝሰርሕ ኦዲተር ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ሓ/ዝ/መ/ሕ/ስ/ማ/ ኩለመዳይ ጎፍላና ናይ ደገ ኦዲተር ኣጫሪትና ኦዲት ክነግብር ዝስዕቡ መስፈርቲ ዘማለእኹም ኦዲተራት ንክትወዳደሩ ንሕብር ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 1, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይጠቅስንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ሓ/ዝ/መ/ሕ/ስ/ማ/ ኩለመዳይ ጎፍላና ናይ ደገ ኦዲተር ኣጫሪትና ኦዲት ክነግብር ዝስዕቡ መስፈርቲ ዘማለእኹም ኦዲተራት ንክትወዳደሩ ንሕብር ።
ፕሮፎርማ ጨረታClosed መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስ/ሕ/ስ/ ማሕበር ናይቲ ማሕበር ሓፍቲ ናይ ኦዲት ስራሕ ዝሰርሕ ኦዲተር ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 29, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 29, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሚያዝያ 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስ/ሕ/ስ/ ማሕበር ናይቲ ማሕበር ሓፍቲ ናይ ኦዲት ስራሕ ዝሰርሕ ኦዲተር ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ማይን ፍሳስን ግልጋሎት ከተማ ዓ/ዓዲ ካብ ዕለት 03/08/2017ዓ/ም ጀሚሩ ከሳብ ዕለት 24/08/2017ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ከግብር ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 18, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 18, 2017 8:30 ቅ/ሰዓትቦታዓ/ዓዲናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሚያዝያ 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ማይን ፍሳስን ግልጋሎት ከተማ ዓ/ዓዲ ካብ ዕለት 03/08/2017ዓ/ም ጀሚሩ ከሳብ ዕለት 24/08/2017ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ከግብር ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed መቀነት ዕቋርን ልቃሕን ሕ/ስ/ማ ናይ 2016ዓ/ም በጀት ዓመት ዓመታዊ ኦዲት (ናይ ሒሳብ ምርመራ) ማለት እውን ካብ ጥሪ 08, 2016 ዓ/ም ክሳብ የካቲት 30, 2017 ዓ/ም ኣፍልጦ ብዘለዎ ናይ ሒሳብ በዓል ሞያ ንምግባር ናይ ደገ ኦዲተራት ብረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 26, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 26, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ መጋቢት 24, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : መቀነት ዕቋርን ልቃሕን ሕ/ስ/ማ ናይ 2016ዓ/ም በጀት ዓመት ዓመታዊ ኦዲት (ናይ ሒሳብ ምርመራ) ማለት እውን ካብ ጥሪ 08, 2016 ዓ/ም ክሳብ የካቲት 30, 2017 ዓ/ም ኣፍልጦ ብዘለዎ ናይ ሒሳብ በዓል ሞያ ንምግባር ናይ ደገ ኦዲተራት ብረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ይደሊ፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ማሕበርና ማሕበር ህንፃ መሳርሒ ዕዳጋ ማእከል ፀብቅለይ መቐለ ወርሓዊን ዓመታዊን ዓመታዊን ናይ ሒሳብ ሪፖርት ኣፍልጦ ብዘለዎ ናይ ሒሳብ በዓል ሞያ ክነስርሕ ስለ ዝደለናዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 16, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 16, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥሪ 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበርና ማሕበር ህንፃ መሳርሒ ዕዳጋ ማእከል ፀብቅለይ መቐለ ወርሓዊን ዓመታዊን ዓመታዊን ናይ ሒሳብ ሪፖርት ኣፍልጦ ብዘለዎ ናይ ሒሳብ በዓል ሞያ ክነስርሕ ስለ ዝደለና
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ፔንቴክ ትሬዲንግ ኣክስዮን ማሕበር ናይ ሕሉፍ በጀት ዓመታት ማለት እውን ካብ ሓምለ 01, 2011 ዓ/ም ክሳብ ሰነ 30 2016 ዓ/ም ዝነበሩ ናይ ትካልና ናይ ሒሳብ ምንቅስቃሳት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ሙሉእ ኦዲት Full Audit ከግብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለኩም ናይ ደገ ኦዲተራት ንክትሳተፉ ንዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 24, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 24, 2017 9:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥሪ 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ፔንቴክ ትሬዲንግ ኣክስዮን ማሕበር ናይ ሕሉፍ በጀት ዓመታት ማለት እውን ካብ ሓምለ 01, 2011 ዓ/ም ክሳብ ሰነ 30 2016 ዓ/ም ዝነበሩ ናይ ትካልና ናይ ሒሳብ ምንቅስቃሳት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ሙሉእ ኦዲት Full Audit ከግብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለኩም ናይ ደገ ኦዲተራት ንክትሳተፉ ንዕድም።