ኣብ ወረዳ ሳምረ ከተማ ሳምረ እትርከብ ኣሃዱ ዕቋርን ልቓሕን ሕብረት ስራሕ ማሕበር ካብ 26/12/2012ዓ/ም ክሳብ 30/10/2017ዓ/ም ዘሎ ናይ _ ሒሳብ ምንቅስቓስ ሰነድ ብናይ ደገ ኦዲተር ኣጫሪታ ኦዲት ክትገብር ትደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 16, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሳሓርቲ ሳምረ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።