መድሕን ኩለመዳይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰረታዊ ሕብረት ስራሕ ማሕበር 1. ካብ ሚያዝያ 2016 ዓ/ም ክሳብ ሰነ 2016 ዓ/ም 2. ካብ ሓምለ 2016 ዓ/ም ክሳብ ሰነ 2017 ዓ/ም ዝተሰርሐ ናይ ሒሳብ ስራሕቲ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 20, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ኣይጠቅስን
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሓምለ 15, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

ምልክታ ንኦዲተራት

መድሕን ኩለመዳይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰረታዊ ሕብረት ስራሕ ማሕበር 

1. ካብ ሚያዝያ 2016 ዓ/ም ክሳብ ሰነ 2016 ዓ/ም 

2. ካብ ሓምለ 2016 ዓ/ም ክሳብ ሰነ 2017 ዓ/ም 

ዝተሰርሐ ናይ ሒሳብ ስራሕቲ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ

I. ካብ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ንማሕበራት ንኽትገብሩ ኣፍልጦ ዝተወሃበኩም፣

II. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩም

III. ናይ ሙያ ብቕዓት መረጋገፂ መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ።

ካብ ማሕበርና መወዳደሪ ሰነድ ብምምፃእ ክትወስዱ ክንዕድም ከሎና ኣድራሻና መቐለ ክፍለ ከተማ ዓይደር ጣብያ ዓድሓ ቐጠና 28 ጥቓ ቤ/ት ዓድሓ ወይክኣ ፍለገ ህይወት ቤ/ትምህርቲ ንርከብ።

ንተወሳኺ መረዳእታ 0914723841(0914040689)

ካብ ዕለት 15/11/17 - 19/11/17 ዓ/ም

ጨረታ መደብ

s