ተዓፅዩ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ንሆስፒታል ዉቅሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣መሳርሒ ሕትመት ፣ ሃለቅቲ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን ኣንሶላ ኮቦርታን ናይ ሕሙማን ቢጃማን ፣ ፕሮፌሽናል ዲጅታል ካሜራን ምስ ሙሉእ መለዋወጢኡ ፣ ናይ ጣዉላን ዕንፀይትን ስራሕቲ ማለት እዉን መድሓኒት መደበሪ ሸልፊ ፣ኮሞዲኖ ፣ ጠረፔዛ፣ ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 5, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 5, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

የትግራይ ወጣቶች ስፖርት ጉዳይ ቢሮ የተለያዩ የስፖርት ትጥቆች በጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ከተከታታይ 30 ቀናት ይቆያል
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን 31 ቀን 4፡00 ሰዓት ተዘግተቶ በተመሳሳይ ሰዓት 4፡30 ይከፈታል
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019