ኣብ ወረዳ ራያ ዓዞቦ ን ኣጎልግሎት መባእታዊ ሆስፒታል መኾኒ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኣፋዉስን ፣ናዉቲ ሕክምናን ማለት Equipment ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 30, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 30, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ በቲ ስራሕ ዘርፉ ዝተመዝገቡ
2 መለለይ ቁፅሪ ዘለዎም
3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዘቅርቡ
4 ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ዘሐደሰ መረዳእታ ዘለዎም
5 2 መኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ክከፍል ዝክእል
5 እቲ ሰዓራይ ኣብ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእልን እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 15 ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ከቅርብ ዝክእል
6 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
7 ኣብቲ ጨረታ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ክርከቡ ይክእሉ
8 ንመግዝኢ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
9 ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 5000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ አለዎ
10 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 16/07/2012ዓ/ም ክሳብ 30/07/2012ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 6፡00ከዉን
11 ጨረታ 30/07/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡00 ኣብ መባእታዊ ሆስፒታል መኾኒ ይክፈት
03 46 64 06 89 /09 25 06 78 54 /09 23 30 26 58