Closed
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኾኒ ኣብ ኣጎልሎት ዝዉዓሉ ናይ ማይ ናዉቲ ማለት ብረት ትቦታት ፣ መርሲብል ሞተር ፓርሽን ፣ ሳብ መርሲብል ፓምፕ፣ ስዊች ቦርድን ካልኦት ብረታትን ኣብ ስራሕ ዝዋዓሉ ኣጫርቱ ከወግድ ስለዝደሊ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 24, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 24, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመኮኒ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ