Closed
ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ክልል ትግራይ ን 2012 በጀት ዓመት ኣብ ኩለን ወረዳታትን ከተማታትን ክሳብ ጣብያ ኣብ ክልልና ዘለዋ በዝሒ ልምዓት ጉጅለ ምንቅስቃስ እስትሪንግ ኮሚቴ ናይ ምድጋፍ ስራሕ ንምክያድ መኪና ክራይ ግልጋሎትን ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 24, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 24, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ