ተዓፅዩ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ቶሽባ ላፕ ቶፕ ንብረት ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ፡-

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 26, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 26, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

3ይ ዙር ስሩዕ ጨረታ ኣብ 2012ዓ/ም ን ብ ሊዝ ዝሽየጥ መሬታት ዝርዝር ምልክታ ኣብ ቤት መዘጋጃ ሰቲት ሑመራ ናይ ጨረታ ዝሽየጥ ቦታታት ናይ ጨረታ መበገሲ ዋጋ ፣ ስፍሓት ቦታ፣ ዝርከበሉ ከባቢ፣ ዓይነት ኣጎልግሎት ፣ ናይ ቦታ ደረጃ ፣ ንዉሓት ህንፃ፣ በዝሒ ቦታታት ፣ ዝተወሃቦ ኮድ ዝመሓላለፉ ቦታታት ኣብ ሳይት ተኣሳሲሮም ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ይርከቡ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 22, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 24, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5%
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ፍሉይ ምልክታ ሊዝ ጨረታ ንበዓል ኾኾብ ሆቴልን ማእኸል ዕዳጋን ንምትሕልላፍ ኣብ 2012ዓ/ም ን 2ይ ዙር ዝቀረበ ፍሉይ ምልክታ ሊዝ ጨረታ ኣብ ቤት መዘጋጃ ሰቲት ሑመራ ከ/ስ/ምም/ር /ልምዓት ማነጅመንት መሬትን ብመልክዕ ሊዝ ናብ ተጠቀምቲ ዝመሓለለፉ ቦታታት መበገሲ ዋጋ ጨረታ ፣ ስፍሓት ቦታ፣ ዝርከበሉ ከባቢ፣ ዓይነት ኣጎልግሎት ፣ ናይ ቦታ ደረጃ ፣ ንዉሓት ህንፃ፣ በዝሒ ቦታታት ፣ ዝተወሃቦ ኮድ ዝመሓላለፉ ቦታታት ኣብ ሳይት ተኣሳሲሮም ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ይርከቡ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 9, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 9, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5%
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019