ሕ/ሽ/ማ/ር መሸጢ ዘገልገሉ ንብረታትን ተሽከርከርትን ወርዒ ዘገልገሉን ሓደሽትን ጀነሬተራትን ፓምፕታትን ፣ ስፔር ፓርትታትን ፣ ተሽከርከርትን ብረታ ብረታትን ካልኦት ንብረታትን በቢ ዘለዎ ደረጃ ኣብ ከተማ መቐለ ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 27, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጉንበት 18, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተጫረቲ ካብቲ ዝተቀመጠ መነሻ ዋጋ 20 ሚኢታዊ ስፒኦ ብትካልና ሽም ከትሕዙ ኣለዎም
2 ተጫረቲ ዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ሰነድ ጨረታን ካብ ቤት ፅሕፈትና ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ
3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብምትሓዝ ንብረት ናብ ዝርከበሉ ሓሚዳይ ቢሮ ሃፍቲ ዝርከብ መኽዝን ኩሓ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምርኣይ ይክእሉ
4 ተጫረቲ ዝዓደግዎም ንብረት ኣሸናፊ ምኻኖም ካብ ዝተነጎሮም ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 7ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ሙሉእ ንምሉእ ዋጋ ከፊሎም ከዉፅእዎ ኣለዎም
5 ሰነድ ጨረታ ካብ 18/09/2012ዓ/ም ኣብ ጅብሩክ ኦሮሚያ ባንክ ኣብ ዝርከበሉ ፍስሃ ህንፃ ካብ ቤት ፅሕፈትና ብምዕዳግን ዋጋ ናይቲ ዝመረፅዎ ንብረት ብምምላእን 26/09/2012ዓ/ም ካብ 02፡00 ሰዓት ክሳብ 09፡00 ምእታዉ ዝካኣል እንትኮን እቲ ጨረታ ሽዑ ንሽዑ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም አብ ዝተረከብሉ ሰዓት 9፡30 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 70 87 77 / 09 14 72 71 18/ 09 14 78 43 11 /09 14 70 01 82