Closed
መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት ንበጀት ዓመት 2012ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ደንቢ ክዳን ማለት ብትን ጨርቂ ፣ ኣንሶላ ፣ ኮበርታ ፣ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ መቕረብቲ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 25, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 26, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ