Closed
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ ኣጉላዕ ንዝርከብ ቤተመንግስቲ ሃፀይ የዉሃንስ ዙርያ ሓፁር ብሓፂን ግሪል ከስርሓሉ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 20, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 20, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ