ተዓፅዩ
መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ ዉ/ማሕበር ቀፂሉ ዝተጠቀሰ ንብረት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ ስዕቦም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም ዓይነት ንብረት ጣዉላ መዐቀኒ ኪሎግራም በዝሒ 9ሺሕ ቦታ ዉቅሮ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 9, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 9, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ