መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ ዉ/ማሕበር ቀፂሉ ዝተጠቀሰ ንብረት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ ስዕቦም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም ዓይነት ንብረት ጣዉላ መዐቀኒ ኪሎግራም በዝሒ 9ሺሕ ቦታ ዉቅሮ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 9, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 9, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሰነ 22, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ፣መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ከቅርብ ዝክእል
2 ወረቀት ምስክር ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዋናን ቅዳሕን ብምትሕሓዝ ሰነድ ጨረታ ካብ 19/10/2012ዓ/ም ክሳብ 09/10/2012ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት መቐለ ካብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት መምርሒ ዕደጋን ቀረብን ክወስዱ ይክእሉ
3 ተጫቲ መኸበሪ ጨረታ 5,000.00 ብዝተዓሸገ ፖስታ ወይ ድማ ብስፒኦ ምስ ጨረታ ከተሓሕዙ ይግባእ
4 መዘካከሪ ጥረ ገንዘብ ይኩን ብፖስታ ዘይተዓሸገ ስፒኦ ከምኡ እዉን ካሊእ መኸበሪ ጨረታ ተቀባልነት የቡሉን
5 ሳንዱቕ ጨረታ 09/11/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ድ/ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡30 ድ/ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
6 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344406803