Closed
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ንሰራሕተኛታት ኣጎልግሎት ዘዉዕሉ ሰርቪስ ማለት እዉን ኣጎልግሎት መጋዓዝያ እትህብ ኣዉቶብስ መኪና ኣወዳዲሩ ክካረ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትጫረቱ ይዕድም ንሆስፒታል ዓድዋ ሰራሕተኛታት ኣጎልግሎት እትህብ ሰርቪስ ኣዉቶብስ መኪና ምቅራብ ፣ ዓይነት መኪና ኣዉቶብስ በዝሒ እትሕዞ ሰብ 60 ወናብር ዘለዋ ፣ ናይ ሓደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ከቅርብ ዝክእል
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 5, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 6, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ