ተዓፅዩ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2012 በጀት ዓመት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክግልገል ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 20.00 ብምኽፋል ትካል ዘዳሎዎ ጨረታ ሰነድ ወሲድኹም ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 27, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 28, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ