ተዓፅዩ
ንቢሮ ፀጥታን ምም/ርብ/ክ/መ/ትግራይ ን2013ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝርዝሩ ከም ዝስዕብ ይከዉን 1ይ ጀነሬተር ሴት፣ 2ይ ዩቢኤስ ሲስተም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ማለት እዉን ከስርሕ ስለዝደለየ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 28, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 28, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ500,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ