ኢንስትዩቲት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝተፈላለየ ሞዴል ዘለዎን መኪና ፅገና ጋራዥ ናይ ጉልበት ዋጋ ንናይ 2013 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝፀንሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ በዚ መሰረት ዝምልከቶኩም ሕጋዉያን ትካላት ንግዲ ዝኮንኩም ንክትወዳደሩ እናዓደምና ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 09 ምዉሳድ ትክእሉ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 21, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 21, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ነሓሰ 5, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ መለለይ ግብሪ መክፈሊማለት እዉን ቲን ናምበር፣

2 ቁፅሪን ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወረቀት ምስክርን ናይ ወርሒ ሰነ 2012ዓ/ም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝርዝር ሒሳብ ዘወራረደሉ

3 ናይ መቅራባይነት ምዝገባ መለለይ መረዳእታ ቅዳሕ ምቅራብ የድሊ

4 ቢሮና 20% ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምንካይ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

5 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ንሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

6 እቲ ጨረታ ዝፀንሓሉ ካብ 05/12/2012ዓ/ም ክሳብ 21/12/2012ዓ/ም ረፋድ ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ በዚ ዕለት 4፡30 ሽዑ ንሽዑ ክርከቡ ዝደለዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 09 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 28 01/ 03 42 40 70 26

ጨረታ መደብ

s