Closed
ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ ማሽነርታት ሕፅቦ ማለት እዉን ራድያቶርን ጠቅላላ ናይ ማሽን ኣካል ኣብ ናይ ትካልና ጋራዥ ከፅርይ ስለ ዝደለየ አጎልግሎት ወሃብቲ ትካላት ብምዉድዳር ን 1ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ ብመሰረት እዚ ኣጎልግሎት ወሃብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 25, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 25, 2012 4:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ