ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር መቐለ ፕሮጀክት ስራሕ መንገዲ ሰመማ እንዳባጉና ኣብ ዝሰርሖ ፕሮጀክት ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዓይነት በርሚል ፣ ጎማ ፣ ዝተቃራረፀ ብረትን ፣ ባትርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ብዕለት 4 መጋቢት 2012ዓ/ም ኣዉፅኢዎ ዝነበረ ጨረታ ብሰንኪ ሕማም ኮረና ዝተኣወ ናይ ምንቅስቃስ ገደብ ጠጠዉ ኢሉ ዝነበረ እንትከዉን ሐዚ እቲ ኣዋጅ ስለ ዝተመሓየሸ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 9, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 10, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ትካልና መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓ/ዝተ/ዉ /ማሕበር ኣብ ከባቢ መቐለ ማለት እዉን ኣሸጎዳ ንሰርሖ ናይ ሎጅድቲክን ወር ሃዉስን ፋሲሊቲ ናይ ህንፃ ስራሕቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ብኮንስትራክሽን ስራሕቲ ደረጃ GC-4 ወይም BC-4 ልዕሊኡን ብቅዓት ዘለኩም ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ንክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 1, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 1, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ400,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣብ ቤት ዕዩኡ ዝርከቡ ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ጎማታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 3, 2012 8:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 4, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኩባንያና ኢንሽራንስ ብርሃን ኣ.ማ ኣብ መቐለ ከተማ ቀዳማይ ቀያነ ወረዳ ቀበሌ 19 ድሕሪ አረጋዊ ሃይሉ ህንፃ ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ኣይተ ዳዊት ገ/ሚካኤል ዝኾነ ህንፃ ኣብ ዝተኸረናዮ ንቢሮ ዝኸዉን ትርፊ ክፍሊ መሊሱ ንኻልኣይ ወገን ናይ ምክራይ መሰል ብዝተወሃቦም መሰረት ናይ ገዛ ቁፅሪ ሓድሽ ዝኾነ 1ይ ደብሩ ቢሮ ቁፅሪ 02 ስፍሓቱ 49.3 ካሬ ሜትር ዝኾነ ንቢሮ ኣጎልግሎት ዉዕል ክካረ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 29, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 29, 2012 2:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2,500.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0)162.60 (0)
180.19 (-0.07)182.00 (-0.06)
24 (0)24.3 (0.04)
9.72 (0.06)9.82 (0.07)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ጥቅምቲ 2, 2019
s