Closed
መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስራሐቲ ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ 4ይ ደብሪ ብሎክ ረ ዝርከብ 2ተ ሰፋሕቲ ኣደራሻት ብውልቀ ይኹን ብውደበ ንክራይ ብናይ ባዕልኹም ወፃኢ ብምክፍፋል ንቢሮታት፣ንቡቲከት ፣ንሞበይል ኣክሰሰሪታት ፣ንጋርመንት፣ንኤሌክትሮኒክ ኣቅሑትን ካልኦት ተመሳሳሊ ትካላት ኣወዳዲሩ ብካሬ ከካሪ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 1, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 1, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ