Closed
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ውቅሮ ደ/ከ/ስራሕ /ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ኣብ ሆስፒታል ውቅሮ ዝርከብ እንዳሻሂ ክበብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ /ከጫርት ይደሊ። ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ረቃሒታት መምርሒን እተማልኡ ነጋዶ ይዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 22, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 22, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ