Closed
አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ካብ ሶኒ - ቀዳም ሙሉእ መዓልቲ ግልጋሎት እትህብ 1ይ ደረጃ ዝኾነት 12 ሰብ እትሕዘ ሚኒባስ በቲ ዘርፊ ንዝተሰማረዩ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክከረ የደሊ። በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቋሒታት እተማልኡ ነገዶ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 29, 2011 8:15 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 29, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ