Closed
ናይ ጨረታ ዙር 73፣ ዓይነት ጨረታ መደበኛ ፣ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ምልማዕ መሬት ምሕደራን ከተማ ዓዲግራት ናይ ከተማና ኮታ ብሊዝ ስለምሓዝ ብዝደንጎጎ ኣዋጅ 721/2004 ዓንቀፅ 8ተ ንመንበሪ ንንግዲ ወዘተ ዝተዳለወ ቦታ ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ከመሓላልፍ ይደሊ ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 5, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 5, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዓዲግራት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ