Closed
ቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈት ን2011 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 11, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 11, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ