Closed
ናይ ጨረታ ዙር 73፣ ዓይነት ጨረታ መደበኛ ፣ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ምልማዕ መሬት ምሕደራን ከተማ ዓዲግራት ናይ ከተማና ኮታ ብሊዝ ስለምሓዝ ብዝደንጎጎ ኣዋጅ 721/2004 ዓንቀፅ 8ተ ንመንበሪ ንንግዲ ወዘተ ዝተዳለወ ቦታ ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ከመሓላልፍ ይደሊ ።
መዝግያ ቀን ሕዳር 5, 2011 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሕዳር 5, 2011 3:00 ጥዋት
ቦታዓዲግራት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ200.00
የተለቀቀበት ቀን