Closed
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስተራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ሰቲት ሑመራ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃን ዲዛንን ኮንስትራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ ሰቲት ሑመራ ኣብ ከተማ ሰቲት ሑመራ ኣብ ቀበሌ 01 መውሃቢ ኣገልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት ህንፃ 4ይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ስራሕቲ ፓኬጅ ሑመራ/CW/C/01/11 ደረጃ 8ተ ብብርኪ ፍቃድ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ማሕበራት ኮንስተራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
መዝግያ ቀን ሕዳር 19, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሕዳር 19, 2011 3:30 ጥዋት
ቦታሰቲት ሑመራ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ10,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ200.00
የተለቀቀበት ቀን