Closed
ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ካብ ዕለት 27/09/2011 ክሳብ ዕለት 03/10/2011ዓ/ም ኣብ ዝተወሰኑ ዞባታትን ከተማታትን ክልልና ንዝግበር ዳህሳስ ነቶም ሰብ ሞያ ግልጋሎት ዝህባ ናይ ፊልድ መኪና ግልጋሎት ትራንስፖርት ንምርካብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 26, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 26, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ