ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ራማ ኣብ ቀፅሪ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝርከቡ ኣብ ስራሕ ዝነበሩ ዝ/ዩ ቱቦታት ማይ ብሓራጅ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 17, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 17, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሰነ 12, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ተ.ቁ | እቲ ንብረት | መጠን | መለክዒ | በዝሒ |
1 | ቱቦ ሓፂን 3 ኢንች | 3 | ቁፅሪ | 384 |
2 | ቱቦ ሓፂን 4 ኢንች | 4 | ቁፅሪ | 321 |
1 ሓራጅ ግልፂ ጨረታ ካብ 08/10/2011ዓ/ም ክሳብ 17/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡00 ብግልፂ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ራማ ዝካየድ ኮይኑ ድሕሪ ምዕፃው ዝመፅእ ተሳታፊ ተቀባልነት የብሉን፡፡
2 መከበሪ ጨረታ ትሕጃን ን3ተን 4ተን ኢንች ንነብሲ ወከፍ 15000.00 ቅርሺ ብሽም ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ራማ ንሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል፤
3 ሰዓራይ ጨረታ ሰዓሪ ምዃኑ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልታት ሒሳቡ ከፊሉ ንብረቱ ከልዕል ይግባእ፡፡
4 ኣብቲ ዝተገለፀ ዕለት እንድሕር ገንዘቡ ከፊሉ ንብረቱ ተዘይኣልዒሉ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ይውረስ፡፡
5 እቲ ቤት ዕዮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
6 እቲ ጨረታ ዝካየድ ብቃል እዩ፡፡
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-550280 /0914-787223/ 0914-549821 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡