Closed
ማእከል ህንፀት ዉቅሮ ንበጀት ዓመት 2012ዓ/ም መሳርሒ ህንፃ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ኤሌክትሪክ ፣ ቀላሚጦስ ፣ ቀለብ እንስሳ ፣መሳርሒ ፅሬት ፣ ሑፃን ፀፀርን፣ መደቀሲ ተሃነፅቲ ፍርናሽን ፣ ተሃናፅቲ ዝምገብ ዝኽእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 20, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 20, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ