ተዓፅዩ
ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2012ዓ/ም ብዝተፈቀደሉ በጀት መሰረት ናይ ሞዴል 3L-166ን መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መወዳደሪ ረቃሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 8, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 8, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ