ማሕበር ባህሊ ትግራይ ናይ 2011 ዓም በጀት ዘመን ፋይናንሳዊ ምንቅስቃስ ብናይ ደገ ኦዲተር ከመርምር ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 17, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 19, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መስከረም 7, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
አብዙይ ናይ ኦዲት ስራሕ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዊ ናይ ኦዲተር ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ብዙይ ምልክታ ንዕድም
1 በዝሒ ኦዲት ዝግበር ሓቆፊ ----- 4
: 2 ኦደት ሪፖርይ ብትግርኛ ------ 3 ኮፒ ዘቅርብ ዝተጠረዘ
3 ኦዲት ሪፖርት ብእንግሊዝኛ ----- 3 ኮፒ ዘቅርብ ዝተጠረዘ
: 4 ኦዲት ሪፖርት ብሶፍት ኮፒ -----ብፍላሽ
5 ነዚ ስራሕ ትሰርሑ ዋጋ ብዝትኛሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 07/1/2012 ክሳብ 16/01/2012 ዓም ሰዓት 11:00 ጥራሕ ክተቅርቡ ንሕብር
6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 19/1/2012 ዓም ሰዓት 3:00 ምካኑ ንሕብር
7 ዘቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ወይ ብዘይ ቫቱ ምካኑ ክግለፅ አለዎ ተዘይ ገሊፁ ምስ ቫቱ ከምዝኮነ ይቁፀር
8 ሰዓራይ ተፈሊጡ ዉዕሊ ካብ ዝተኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 30 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦዲት ሪፖርት ሰሪሑ ዘረክብ
9 ማሕበና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ በዚ ጨረታ ኣይግደድን
10 ፍቃድ ኦዲተር ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ፎቶ ኮፒ
11 ቲን ቁፅሪ / ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ / ፎቶ ኮፒ አተሓሒዞም የቅርቡ
12 ኣብ ካሊእ ዘይመንግስታዊ ትካል ኦዲት ምስክር መረጋገፂ ዘቅርብ