Closed
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ፡ስፖርት ኣቁሑ ፣ ሕትመት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂጨረታ ኣወዳደዲሩ ክረክብ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 20, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 20, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ