ተዓፅዩ
ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ኤሌክትሮኒክስን ፣ስፔር ፓርትን፣ ግልጋሎት ዝውዕሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ መቕረብቲ ከም ዝስዕብ ዝተዘርዘሩ መምርሒታት ክተማልኡዎ ዝግባእ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 23, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 24, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ