ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ ባነርን ሰርቲፊኬትን ሕትመት ምሕታም ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 7, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 7, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መስከረም 6, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
- ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 05/01/2012ዓ/ም ክሳብ 07/1/2012ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ምዉሳድ ይካኣል፤
2 እዚ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 07/1/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ፡፡
3 እዚ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 07/1/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ፡፡
ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ፣ 1/block ኣብ 1ይ ደብሪ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-76-37/03 44 40 01 58 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል