Closed
ሲ/አይ/ኤስ/ፒ ( CISP) ኢትዩጽያ በዲል /DEAL/ አቢሉ ንቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ኮሌጅ ዉቅሮ በኮንስትራክሽ ዘፈር ንናይ ሓፂር እዋን ስልጠና ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ማቴሪያላት ከምእዉን ንፖሊ ቴክኒክን መቐለ ናይ ኮንስትትራክሽን መሰልጠኒ ማሽን ንምሃብ ተሊሙ አሎ ሰለዙይ እቲ ዝተጠቀሰ ረቆሒ እተማልኡ ተጫረቲ ብሰምዒ ብዝተዓሸገ ኤንቨሎፕ ናይ ጨረታ መወዳደሪ ሰነድ ከቅርብ ይፅዉዕ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 7, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 7, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ