ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን2012 ዓም በጀት ዓመት አገልገሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 13, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 14, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መስከረም 3, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ 2011/12 ዓ/ም ዘለዎን ቅደሕ ዘትሕዝን
2 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእልን መለለይ ከፋላይነት ግብሪ ቅዳሕ ከታሕዝ ዝክእል፤
3 ናይ ጨረታ ምልክታ ተለጢፉ ዝፀንሐሉ ግዛ ካብ 04/12/2011ዓ/ም ክሳብ 13/1/2012ዓ/ም ኮይን፤ ሰዓት 8፡30 ብተመሳሳሊ ዕለት ይዕፆ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡00 ድማ ይክፈት
4መከበሪ ጨረታ ንነብሰወከፍ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ዘትሕዝ ክክዉን አለዎ
5 ተጫረቲ ናይ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30.00 እናከፈለ ክወስድ አለዎ ካብ ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ደጋፊ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ክወስድ ይክእል ፤
6 ሰዓራይ ጨረታ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ መራገፍን ናብ ሆስፒታልና ዘቅርብ ክከዉን አለዎ፤
7 እቲ ቤት ዝሓሸ መማረፂ እንተረከቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤
ንዘበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0347-712326 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤