https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8413

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን2012 ዓም በጀት ዓመት አገልገሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 13, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 14, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ 2011/12 ዓ/ም ዘለዎን ቅደሕ ዘትሕዝን

2 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእልን መለለይ ከፋላይነት ግብሪ ቅዳሕ ከታሕዝ ዝክእል፤

3 ናይ ጨረታ ምልክታ ተለጢፉ ዝፀንሐሉ ግዛ ካብ 04/12/2011ዓ/ም ክሳብ 13/1/2012ዓ/ም ኮይን፤ ሰዓት 8፡30 ብተመሳሳሊ ዕለት ይዕፆ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡00 ድማ ይክፈት

4መከበሪ ጨረታ ንነብሰወከፍ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ዘትሕዝ ክክዉን አለዎ

5 ተጫረቲ ናይ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30.00 እናከፈለ ክወስድ አለዎ ካብ ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ደጋፊ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ክወስድ ይክእል ፤

6 ሰዓራይ ጨረታ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ መራገፍን ናብ ሆስፒታልና ዘቅርብ ክከዉን አለዎ፤

7 እቲ ቤት ዝሓሸ መማረፂ እንተረከቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

ንዘበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0347-712326 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤