ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ን/ዳ/ዳ ምትሕብባር ሃፍቲ ወፃኢ ታ.ቁ4-01065 ት.ግ ሞዴል LAN25Lን ታ.ቁ 4- 01729 ት.ግ ሞዴል KUN25L ካብ መደበመኛ በጀት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቓሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ ትክእሉ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 26, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
| # | መሸጢ | መግዝኢ |
|---|---|---|
| 160.00 (0.68) | 161.60 (0.69) | |
| 183.38 (1.34) | 185.21 (1.35) | |
| 24 (0) | 23.88 (0.11) | |
| 9.77 (0.03) | 9.87 (0.04) | |
| 0.99 (0.01) | 1 (0.01) | |
| ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ሓምለ 10, 2018 | ||
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ