ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ንዳ/ዳሬክቶሬት ዕዳጋን ፋይናንስን ምም/ር ንብረት መኪና ን ዳ/ዳሪክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ታ.ቁ 4-01073 ት.ግ ሞዴል LN25 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተደፉ ትክእሉ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ