ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ንዳ/ዳሬክቶሬት ዕዳጋን ፋይናንስን ምም/ር ንብረት ታ.ቁ 4-02021 ትግ ሞዴል ቢሾፍቱ ባስ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተደፉ ትክእሉ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 24, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 24, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መስከረም 21, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ
2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎም
3 ናይ ግበሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም
4 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክስ ክኸፍሉ ዘክእሉ
5 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ከቕርብ ዝክእል
6 ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሺጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብኣካል ብምቅራብ ትኽእሉ ነጋዶ ንግዲ ፍቃድኩም ናይ ግበሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪኩም ብምትሓዝ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምኻንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኩም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 21/1/2012ዓ/ም ክሳብ 23/1/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ክተቅርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ
7 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 23/01/2012ሰዓት 9፡30 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 2-19 ይክፈት
8 ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፀሪ 03 44 41 52 91 ደዊልኩም ምሕታት ይከእሉ