ቢሮ ትልምን ፋይናንስንካብ ዮኒሴፍ /ICBPP በጀት ንዳይሬክቶሬት ምድላዉ ትልምን ክትትልን ገምጋምን ግልጋሎት ናይ ካብ ኢንግሊዘኛ ናብ ትግርኛ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከተርጉም ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 19, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 19, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሓምለ 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድኩም ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለዮ ቁፅርኩም ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩም ብምትሕሓዝ ሽም ኣድራሽን ናይ ትካልኩም ማሕተምን ብምግባ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 16/ 11/ 2011 ዓም ክሳ 18/ 11/ 2011 ዓም ሰዓት 9:00 ምቅራብ ትክእሉ
እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 18/11/2011 ዓም ሰዓት 9:30 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344415291 /0344415152 ይደዉሉ