ቢሮ ትልምን ፋይናንስንካብ ዮኒሴፍ /ICBPP በጀት ንዳይሬክቶሬት ምድላዉ ትልምን ክትትልን ገምጋምን ግልጋሎት ናይ ካብ ኢንግሊዘኛ ናብ ትግርኛ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከተርጉም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 17, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 19, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 19, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ሌጋል ኮንሳልታንሲይ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድኩም ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለዮ ቁፅርኩም ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩም ብምትሕሓዝ ሽም ኣድራሽን ናይ ትካልኩም ማሕተምን ብምግባ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 16/ 11/ 2011 ዓም ክሳ 18/ 11/ 2011 ዓም ሰዓት 9:00 ምቅራብ ትክእሉ

እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 18/11/2011 ዓም ሰዓት 9:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344415291 /0344415152 ይደዉሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s