ተዓፅዩ
ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከቡ ፎቶ ኮፒታት ሕፅረት ስለ ዘሎ ካብ ደገ ናይ ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ግልጋሎት ወሃብቲ ዝኮንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትዋዳደሩ ይዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 28, 2012 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 29, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ